Friday, May 25, 2018
Subscribe to:
Posts (Atom)
ምንባር ምስትንፋስ እንተኾይኑ! ሳልሳይን መወዳእታን ክፋል
‘’ ብዝኾነ ጥንቅቕ በሊ …’’ገና ዘረባይ ከይወዳእኩ መራሒ መኪና ክሳብ ቆጸራይ ዝዉድእ ስድርኡ ኣብ ኣስመራ ስለ ዝቕመጡ ንዕኦም ርእይ ኣቢለዮም ክምለስ ኢሉኒ ከይዱ ነበረሞ፡፡ከም ዝመጸ ምስ ሓበረኒ’የ ነዊሕ ግዜ ከም...
-
‘ዋላ’ኳ ብቕንዱ ምንባር ምስትንፋስ እንተዘይኮነ ብዘይ ምስትንፋስ ግና ኣይንበርን’ዩ’ በልክዋ፡፡ ናይ ሓሳብ ጌጋ ከየምጽእ እናተጠንቀቕኩ፡፡ ዕላልና ኣብተን ዝተፈላለናለን እዋናት እንፈልጦም ሰባትን ኩነታቶምን...
-
‘’ ብዝኾነ ጥንቅቕ በሊ …’’ገና ዘረባይ ከይወዳእኩ መራሒ መኪና ክሳብ ቆጸራይ ዝዉድእ ስድርኡ ኣብ ኣስመራ ስለ ዝቕመጡ ንዕኦም ርእይ ኣቢለዮም ክምለስ ኢሉኒ ከይዱ ነበረሞ፡፡ከም ዝመጸ ምስ ሓበረኒ’የ ነዊሕ ግዜ ከም...
-
ዝጽልያ ኣእዳዉ -ን- አልብሬሽት ዱረር ሓቀኛ ታሪኽ ቅድሚ ነዊሕ ዘመናት ኣብ ጀርመን ኑረምበርግ ከተማ ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ቁሸት ዓሰርተዉ ሸሞንተ ቆልዑት ዝነበርዋ ሓንቲ ቤተሰብ ነበረት።ዓሰርተዉ ሾመንተ!...