Friday, May 25, 2018
Subscribe to:
Comments (Atom)
ምንባር ምስትንፋስ እንተኾይኑ! ሳልሳይን መወዳእታን ክፋል
‘’ ብዝኾነ ጥንቅቕ በሊ …’’ገና ዘረባይ ከይወዳእኩ መራሒ መኪና ክሳብ ቆጸራይ ዝዉድእ ስድርኡ ኣብ ኣስመራ ስለ ዝቕመጡ ንዕኦም ርእይ ኣቢለዮም ክምለስ ኢሉኒ ከይዱ ነበረሞ፡፡ከም ዝመጸ ምስ ሓበረኒ’የ ነዊሕ ግዜ ከም...
-
‘ዋላ’ኳ ብቕንዱ ምንባር ምስትንፋስ እንተዘይኮነ ብዘይ ምስትንፋስ ግና ኣይንበርን’ዩ’ በልክዋ፡፡ ናይ ሓሳብ ጌጋ ከየምጽእ እናተጠንቀቕኩ፡፡ ዕላልና ኣብተን ዝተፈላለናለን እዋናት እንፈልጦም ሰባትን ኩነታቶምን...
-
ኣብ ስነ-ሞራል ደቂ-ሰባት ካብቶም ወሰንቲ ዝኾኑ ክልተ እዞም ዝስዕቡ እዮም፦እቲ ቀዳማይ ንደቂ-ሰባት ኣዝዩ ጽቡቕ ዝኾነ ህይወት ከመይ ዝበለ እዩ? ክኸዉን እንከሎ እቲ ካልኣይ ድማ ነዚ ዓይነት ህይወት ከቑ...
-
ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ብዛዕባ ስቶክ ቅድሚ ክነዉፍር ምሕሳብና ክንፈልጦም ዝግባኡና ሽዱሽተ ነጥብታት ገሊጽና ነይርና:: 1 ብኸመይ ክተዉፍር ከም ዘ...





